ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጅቡቲ ቀንዲ መስመር ንግዲ ኢትዮጵያ ኮይና ከምትቕፅል ተገሊጹ


 ወሃቢ ቃል ሚንስትር ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ አለም
ወሃቢ ቃል ሚንስትር ወጻኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣቶ መለስ አለም

ጅቡቲ ናይ ኢትዮጵያ ዋና ናይ ንግዲ መስመር ኮይና ክትቕፅል እያ ክብል ሚንስትር ወፃኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።ኣብ መጀመሪያ እዚ ወርሒ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝርከቦ ውዕል ኣጠቓቕማ ወደብ በርበራ ድሕሪ ምፍራሙ፡ ማእኸላይ መንግስቲ ሶማል ንልኡላውነተይ ዝጥሕስ እዩ ብዝብል ነቲ ውዕል ውዱቕ ከምዝገበሮ ይፍለጥ።

ብኻልእ ወገን ብዛዕባ ግድብ ህዳሴ ኣብዚ ወርሒ እዚ ምስ ግብፂን ሱዳንን ምኽክር ከምዝግበር ወሃቢ ቃል ሚንስትሪ ወፃኢ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ጅቡቲ ቀንዲ መስመር ንግዲ ኢትዮጵያ ኮይና ከምትቕፅል ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:42 0:00

XS
SM
MD
LG