ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣገባብ ምዝርጋሕ ሙዚቃን ፊልምን ምስ ሰገረ፡ ደውታ የቐጽል ዲዩ?


ኣገባብ ምዝርጋሕ ሙዚቃን ፊልምን ምስ ሰገረ፡ ደውታ የቐጽል ዲዩ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:59 0:00

ዝርጋሐ ሙዚቃ፡ ፊልምን መጻሕፍቲን ዓለም ካብ ተጨባጢ ካሴት ወይ ካልእ ግኡዝ ጥረ-ነገራት ናብ ኦንላይን ድሕሪ ምስጋሩ፡ ኣፍረይቲን ስነ-ጥበበኛታትን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት ብርኡይ ተሃስዮም’ዮም። ከም ኣብ ኤርትራ ዝኣመሰላ ናይ ኦንላይን ኣገልግሎት ባንክ ንዘይብለን ሃገራት ድማ እቲ ወጽዓ ድርብ’ዩ ጸኒሑ። ነዚ ሃጓፍ ንምምላእ መተግበሪ (ኣፕሊከሽን) ዝሰርሑ መንእሰያት ኣዘራሪብና ኣለና።

XS
SM
MD
LG