ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ማእከል ቴክኖሎጂ ከራዲዮን - ብሰንኪ ሕጽረት መሳለጥያ ተመሃሮ ንኸይበዅሩ
ንዂናት ክልል ትግራይ ስዒቡ፡ ስርዓተ-ትምህርቲ ከቢድ ዕንወት ስለ ዝወረዶ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዓበይቲ ሃጓፋት ፈጢሩ’ዩ። ነዚ ዘሎ ሕጽረት ንምፍታሕ እምበኣር መንእሰይ ደስታ መኮነን ማእከል ቴክኖሎጂ ከራዲዮን ዝብል ትካል መስሪቱ ንስርዓተ-ትምህርቲ ኣብ ምቅልጣፍን ምብጻሕን ዝሰርሕ ዘሎ መንእሰይ’ዩ።
ቅጥዒ