ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

‘’ድፍረት’’ ዘርእስታ ፊልም ኣብ ክለተ ዓበይቲ ዓለምለኸ ናይ ፊልም ፌስቲቫል ተኻፊላናእዳ ረኺባ


ዘርእሰናይ ብርሃነ
ዘርእሰናይ ብርሃነ
ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝፍፀሙ ልምድታት ሓደ ኣብ ዝኾነ ብኣስገዳድ ኣብ ፍፅመ ናይ ጠለፋ መርዓ ተመስሪቱ ዝደረሳን ውሩይቲ ናይ ፊልም ተዋሳኢትን ፕሮዲሰርን ዝኾነ ኣንጀሊና ጆሊ ድማ ዝመርሐታን ‘’ድፍረት’’ ዘርእስታ ፊልም ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ኣብዚ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ክፍለ ግዝኣት ዩታ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ሳንደንስ ፊልም ፌስቲቫልን ኣብ በርሊን ኣብ ዝተኻየደ ዓለምለኸ ፊልም ፌስቲቫልን ካብ ዝገመቶ ንላዕሊ ውፅኢት ከምዝረኸበ ደራሲኣይን ዳይረክተራን ዘርእሰናይ ብርሃነ መሓሪ ገሊፁ’ሎ።ዝርዝሩ የድምፁ።

''ድፍረት'' 1ይ ኽፍላ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:08 0:00
መራገፊ


please wait

No media source currently available

0:00 0:05:25 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG