ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣረኣእያ ተቃወምትን መንግስትን ኣብ ልዕሊ ስጉምቲ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ


ሓይልታት ፀጥታ ስነ ስርዓት ኣብ ልዕሊ ዘለዎ ህዝቢ ኢትዮጵያ ይትኩሱን ይቐትሉን ኣለው ክብሉ ተቓወምቲ ገሊፆም።ተሓተቲ እውን መራሕቲ ፖለቲካ እዮም ክብሉ ኣፍሊጦም።

ከምዚ ዝበለ ሕቶ ዘቕርቡ እቲ ዕግርግር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ዘይጥዓሞም እዮም ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ይገልፅ።

“ኣብ ውሽጢ ኦሮሚያ ክብ ዝበለ በደል ይወርድ ኣሎ።ኣብ ኦሮሚያ ጥራሕ ዘይኮነ እውን ኣብ ኮንሶ እውን ዝሃለቑ ሰባት ኣዝዮም ዝጉሃዩ እዮም።ሓይልታት ፀጥታ ተኪሶም እናቐተሉዎም እዮም።ነዚ ሕብረተሰብ ኣብ ልዕሊ ዘይተዓጠቑ ሕብረተሰብ ወታደራት ልኢኽካ ምቕታል እንታይ ማለት እዩ?”

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

ኣረኣእያ ተቃወምትን መንግስትን ኣብ ልዕሊ ስጉምቲ ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:54 0:00

XS
SM
MD
LG