ዋሽንግተን —
ኣብ መላእ ዓለም ሕማም ሽኮር ዘለዎም ሰባት ቁፅሮም ይውስኽ ኣሎ። እዚ ሕማም ንዑረት ዓይንን ጉድኣት ኹሊትን ሓዊሱ ንዝተፈላለዩ ካልኦት ሕማማት’ዉን ዘቃልዕ’ዩ። ዶ/ር እስክንድር ሓድጉ ካልኣይ ዓይነት ሕማም ሽኮር ክትከላኸሎን ክትሓውየሉ ዝከኣለሉ ኹነት’ዉን ከምዘሎ ይሕብር።
ቅጥዒ