ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዳያስፖራ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ብዛዕባ ሓድሽ ቀዳማይ ምንስቴር ኣብዪ ኣሕመድ እንታይ ይብሉ?


ቀዳማይ ምንስቴር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብዪ ኣህመድ ዝሓለፈ ሶኒ ኣብ ፓርላማ ቃለ ምሓላ ድሕሪ ምፍፃም ንዝህቢ ኢትዮጵያ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ኣብ ወፃኢ ንዝነብሩ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣብ ዘቕረብዎ ፃውዒት ይቕሬታ ተበሃሂልና ናይ ትማሊ ረሲዕና ብሃገራዊ ምርድዳእ ናብ ቀጻሊ ብሩህ ሃገራዊ ምዕራፍ ንሰጋገር ኢሎም ኣለው።

ነዚ ፃውዒትን ነቲ መደረ ብሓፈሽኡን ሪኢቱኦም ክህቡና ኣቶ ከበደ ካሳ ካብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርኒያ፣ኣቶ ስለሺ ሕሉፍን ኣቶ ነጋሲ በየነን ካብ ሜሪላንድ ከምኡ እውን ኣቶ ሙሉ ደሞዝ ካብ ዴንቨር ኮሎራዶ ዝሃቡና ሪኢቱኦም ሂቦም ኣለው።

ኩሎም ወሃብቲ ተሳተፍትኒ ነቲ መደረ ብፅቡቕ ተቐቢሎምዎ ኣለው።

ብድምፂ

please wait

No media source currently available

0:00 0:15:54 0:00

XS
SM
MD
LG