ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተራ ዳያስፖራ ተጋሩ ኣብ ኩለ-መዳያዊ ምንቅስቃስ ሃገሮም (2ይ ክፋል)


FESTITVAL TIGRAY
FESTITVAL TIGRAY
ተራ ዳያስፖራ ተጋሩ ኣብ ኩለ-መዳያዊ ምንቅስቃስ ሃገሮም እንታይ ክመስል ይግባእ? ኣብ ዝብል ኣጀንዳ ሶኒ ንሰለስተ ኣጋይሽ ዓዲምና ምዝርራብና ዝዝከር‘ዩ።

ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ናይ ኣረኣእያ ኣፈላላይ ንጎኒ ገዲፎም ኣብ ዙርያ ሃገራዊ ረብሓ ክስለፉ ምርኣይ ንቡር‘ዩ።እዚ ኩነታት‘ዚ ኣብ ኢትዮዽያን ገለ ካልኦት ሃገራት ግና ሕልሚ ኮይኑ‘ሎ።ስለምንታይ? ነዚ ፀገም‘ዚ ንምቅላል‘ከ እንታይ ክትገብሩ ትኽእሉ? ዝብል ሕቶ‘ዩ ንናይ ሎሚ ዛዛሚ መደብ ዝተመርፀ ኣርእስቲ።

ኣጋይሽና፣ብደረጃ ክልል ዝቆመን 'ዓለም-ለኸ ፈስቲቫል ህዳሴ ትግራይ ኣብ ትግራይ’ ዝብል መደብ ናይ ቅድሜና ክረምቲ ከምዝካየድ ይጠቅሱ።ዝተፈላለዩ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ዝቀርቡሉ ኣኼባታት፣ዑደት ዝተፈላለዩ ታሪኻዊ ስፍራታት፣ኣብ ወፃኢ ዝነብር ምስ‘ቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ህዝቢ ዝፋለጠሉ መድረኻት‘ውን ከምዝዳለው ይገልፁ።

ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዴሞክራሲ፣ሰብኣዊ መሰላት፣ሰናይ ምሕደራን ስሉጥ ኣገልግሎትን ካልኦትን ከምዝዘተና ይፍለጥ።ኣጋይሽና ዶ/ር ገ/ኪዳን ገ/ስላሰ፣ኣቶ ኪሮስ ኣርኣያን ኣቶ ኣብራሃም ገ/መድህንን‘ዮም።

ኣብ ዘረባና፣ካብ‘ዞም ዝቀረቡ ኣተሓሳስባታት ፍልይ ዝበለ ኣተሓሳስባ ዝሕዙ ኣጋይሽ ካልእ መዓልቲ ሒዝና ክንቀርብ ኢና።
ተራ ዳያስፖራ ተጋሩ ሃገሮም 2ይ ክፋል
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:11 0:00
መራገፊ

ንሙሉእ ቀዳማይ ክፋል’ቲ ቃለ-ምልልስ ተኸታተሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:42 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG