ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓመታዊ ዋዕላ ዳያስፖራውያን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ተሳሊጡ


ሰባት ካብ ሃገሮም ንክስደዱ ዝግደድሉ ቀንዲ ጠንቂቃታት፣ቁጠባዊ ፀገም፣ ሰላም ንምንዳይን ወይካኣ ምስ ቤተ-ሰቦም ክኾኑ ደልዮም ክኸውን ይኽእል።እንተኾነ ድሕሪ ካብ ሃገሮም ምውፀኦም፣ምስ ዓዶም ዝነበሮም ምትእስስር ኣይቋረፅን።

ኣብ ስደት ካብ ዝነብሩ ዳያስፖራውያን ናብ ዓዶም መጠን ዝላኣኽዎ ገንዘብ ክግበጥ ከሎ ቅድሚ ዓሚ 391 ቢልዮን ዶላር እዩ።

ዳይረክተር USAID ዶ/ር ራጅ ሻክ፣ ዳያስፖራውያን ናብ ዓዶም መጠን ዝላኣኽዎ ገንዘብ ኣብ ዝቅፅላ ዓመታት ካብ ሸውዓተ ክሳብ ሸሞንተ ሚእታዊ ከምዝውስኽ ጠቂሶም።
XS
SM
MD
LG