ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝግበር ኢንቨስትመንት ናይ ሓበሬታ ክፍተት ከምዘሎ ዝጠቅሱ ኣቶ ኣብራሃም፣ኣብ‘ዚ እዋን‘ዚ ኣብ ትግራይ ክሳብ 160 ፕሮጀክታት ብዳያስፖራ ዝካየድ ከምዘሎ ይገልፁ።
ኣብ‘ዚ እዋን‘ዚ ስራሕ ዝጀመሩ ዳያስፖራ ክሳብ ቴስዓ ከምዝበፅሑን፣ ንሳቶም ዝመደብዎ መጠን ገንዘብ ክሳብ ሓደ ቢልዮን ቅርሺ ከምዝኾነ ኣቶ ኣብራሃም ይዛረቡ።
ንኢንቨስትመንት ክፉት ኮይኖም ኣብ ዘለው ስራሕቲን መሸጣን ኣባይቲ፣ ማኑፋክቸሪንግ፣ሕርሻዊ ኢንዱስትሪን ዝኣምሰሉን ጭቡጥን ኣብነታዊን ስራሕቲ ይፍፅሙ ከምዘለው‘ውን ኣብ‘ቲ ቃለ-ምልልስ ተጠቂሱ።