ዋሽንግተን —
ኣመሪካዊያን ኣብ’ቲ ኣዝዩ ዝተቀራረበ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዝተባሃለሉ ንምድማጽ ተቀሪቦም ኣለው። ከም መብዛሕተኦም ኣመሪካዊያን፣ ኣባላት ዳያስፖራ ኣፍሪቃዊያን’ውን ብተመሳሳሊ፣ ኣመሪካ ናበይ ገጽ ትኺድ ኣብ ዝብል ወሳኒ ምርጫ ክሳተፉ እዮም።
ቅጥዒ