ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተራ ዳያስፖራ ኢትዮዽያውያን ኣብ ማዕባለ ሃገሮም እንታይ ክመስል ኣለዎ?


Diasporas
Diasporas
ኣብ ወፃኢ ሃገራት ብሕልፊ ኣብ ዝማዕበላ ሃገራት ዝነብሩ ተጋሩ ኣብ ኩለ መዳያዊ ንጥፈታት ኢትዮዽያ ክህልዎም ዝኽእል ተራ እንታይ‘ዩ? እንታይ ክመስል ኣለዎ ኣብ ዝብል ኣጀንዳ ንሎሚ ንሓደ ወገን ኣዘራሪብና‘ለና።

ናይ ሎሚ ኣጋይሽና ኣብ ትግራይ ይኹን ኣብ ኢትዮዽያ ዳያስፖራውያን ዝልግስዎ ዘሎ ደገፍ ክተባባዕ ኣለዎ፣ግን ኣኻላይ‘ዩ ማለት ኣይኮነን ይብሉ።

ሰበ-ስልጣን ክልል ትግራይ ኣብ ኣውሮዻን ኣሜሪካን እናመፁ ምስ ተወለድቲ እቲ ክልል ዘካይድዎ ልዛባት‘ውን እንተኾነ ኣካል‘ቲ ፅልዋ ዳያስፖራ ኣብ ምንቅስቃስ‘ቲ ክልል ዘንፀባርቅ ምኳኑ ይጠቅሱ።ኩሎም ዝላዓሉ ነጥቢታት ግና ይትግበሩ ኣለው ማለት ከምዘይኮነ ይገልፁ።

ካልኣይ ክፋል‘ዚ ቃለ-ምልልስ ኣብ‘ዚ ቀረባ ክነቅርቦ ኢና።ድሕሪኡ ዝተፈለየ መርገፂ ንዝሕዙ ካልኦት ተጋሩ ክነቅርብ‘ውን ክንፍትን ኢና።
ንሙሉእ ቀዳማይ ክፋል’ቲ ቃለ-ምልልስ ተኸታተሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:42 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG