ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህዝባዊ ዘተ - "ዝተመቓቐለ ዲያስፖራ"


 ህዝባዊ ዘተ - "ዝተመቓቐለ ዲያስፖራ"
please wait

No media source currently available

0:00 0:51:24 0:00

ብቐዳም 23 መስከረም 2023 ኣብ ዩኒቨርስቲ በርክሊ ካሊፎርኒያ፡ ብግዱሳት ኤርትራውያን ሓደ ህዝባዊ ዘተ ተኻዪዱ ነይሩ። እቲ “ዝተመቓቐለ ዲያስፖራን መጻኢ ኣንፈት ኤርትራን፡” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻየደ ዘተ፡ ኣብዚ ጉዳይ ቅርበት ዘለዎም ኣርባዕተ ኤርትራውያን ሰብ-ሞያ ዝሓቖፈ’ዩ ነይሩ። ካብቲ ዘተ ብምቕጻል ንኽልተ ካብቶም ተሳተፍቲን ኣሰናዳኢ እቲ መደብን ኣዘራሪብናዮም ኣሎና።

XS
SM
MD
LG