ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊን ኢትዮጵያዊን ተቐማጦ እስራኤል ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ነታ ሃገር ምስ እስር ቤት የወዳድርዋ


ደቅንስትዮ ዘሕልፍኦ ዘለዋ ናብራ ዝያዳ የሕዝን ይብሉ

ናብራ ኢትዮዽያውያንን ኤርትራውያንን ተቀማጦ እስራኤል ዝዳህሰሰ ቀዳማይ ክፋል ህዝቢ ምስ ህዝቢ ከምዘቅረብና ይዝከር።እቶም ስደተኛታት ብኩነታቶም ሕጉሳት ዘይምኻኖም’ዮም ጠቂሶምልና።ካብ‘ቲ ዘቋረፅናዮ ኢና ክንቅፅል።በትረ ስልጣን‘ዩ፣ንኪዳነ ይስሓቅን መኮነን ተኽላይን ኣዘራሪብዎም።

ካልኣይ ክፋል ንምስማዕ ኣብዚ ጥውቑ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ተጋሩ ነበርቲ ከባቢ ዶብ ድልየት ሰላም ንምግላፅ’ዩ ብዝብል ናብ ኤርትራ ዝገብርዎ ምስጋር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG