ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉዱኣት ኲናት ክልል ትግራይ ንሳልሳይ ጊዜ ሰልፊ ኣካዪዶም


ጉዱኣት ኲናት ክልል ትግራይ ንሳልሳይ ጊዜ ሰልፊ ኣካዪዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:14 0:00

ጉዱኣት ኲናት ክልል ትግራይ ንሳልሳይ ጊዜ ሰልፊ ኣካዪዶም

እቶም ሰልፊ ዝወጹ ጉዱኣት ኲናት ክልል ትግራይ እኹል ሕክምናን መግብን ኣይቀርበልናን ዘሎ ብተወሳኺ ድማ ኣመራርሓ ጠመተ ክገብሩልና ይግባእ ኢሎም። ኣብ ጎደናታት መቐለ ሕቶታቶም ዘቕረቡ እቶም ሰልፊ ዝወፁ ጉዱኣት ምስ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዘተ ኣካይዶም። ኣይተ ጌታቸው ፀገማት እቶም ጉዱኣት ኲናት ምፍታሕ ቀንዲ ዕማም እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ ኢሎም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG