ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካልኣይ ዋዕላ ዲሞክራሲ ይቃናዕ ኣሎ


ካልኣይ ዋዕላ ዲሞክራሲ ይቃናዕ ኣሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:08 0:00

ካልኣይ ዋዕላ ዲሞክራሲ ይቃናዕ ኣሎ

ብሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ዝምራሕ 120 ሃገራት፣ ሲቪካዊ ማሕበራትን ኩባንያታት ቴክኖሎጂን ዘጠቃለለ ካልኣይ ዋዕላ ዲሞክራሲ ይቃናዕ ኣሎ።

እቲ ብመገዲ ማንዛ ዝሳለጥ ዋዕላ፡ አብ’ዚ ቀረባ ብዝተግበረኦ ዘይዲሞክራሲያዊ ፖሊሲታት ዝተነቀፋ ከምበዓል ህንዲ፡ እስራኤልን ፖላንድን እውን ዝሓወስ'ዩ።

ነቲ ትማሊ ሰሉስ ዝጀመረ ዋዕላ ብመደረ ዝኸፈቱ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን "ልዕሊ’ቲ ሩስያ ኣብ ዩክሬንን ዝፈጸመቶ ጎበጣ፣ ክጥቀስ ዝኽእል ምልካዊያን አብ ልዕሊ ዲሞክራሲ ክሳዕ ክንደይ ስግኣት ኮይኖም ከምዘለው ካልእ ሓባሪ ነገር የለን" ኢሎም። ብሊንከን ወሲኾም "ዩክሬን ንዘቅረበቶ እማመ ሰላም ክቅበሉ ከለው፣ ከም ቻይናን ካልኦት ብስም ዘይጸርሑወን ሃገራትን ንዝኣመመኦ ግና ነጺጎምዎ።

XS
SM
MD
LG