ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ምስፍሕፋሕ ምድረ-በዳነት ንምምካት ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒ/ሕርሻ ገሊጹ


ኣብ ኤርትራ ምስፍሕፋሕ ምድረ-በዳነት ንምምካት ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒ/ሕርሻ ገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:43 0:00

ነቲ ብተፈጥሮን ሰብ-ሰርሖን ዝስዕብ ምድረ-በዳነት ንምምካት ማይን ሓመድን ናይ ምዕቃብን ናይ ምግራብን ስርሓት ይካየዱ ከምዘለዉ ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ሓላፊ ጨንፈር ባህርያዊ ሃብትን ልምዓት መስኖን መሃንድስ ሚኪኤል ብርሃነ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሩ።

​
XS
SM
MD
LG