ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክትዕ ኣብ ኩነታት መነባብሮ ኢትዮጵያ


Ethiopia map
Ethiopia map

ባንኪ ዓለም ኣብ’ዚ ቀረባ ብመሰረት ዘውፀኦ መግለፂ፣ደረጃ ኩነታት ድኽነት ኣብ ኢትዮጵያ ብ30 ሚእታዊ ነክዮ’ሎ ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ ዓመታት ጥራሕ።እንተኮነ ሎሚ’ውን 37 ሚልዮን ሰባት ድኻታት እዮም።እዚ ከም’ዚ’ሉ ከሎ ኣብ’ዚ ቀረባ መበል 40 ዓመት ምስረታ ህወሓት ኣብ ዝተኸበረሉ ለካቲት 11፣ሰብኣዊ መሰላት፣ዴሞክራሲን ምዕባለ ንክረጋገፅ፣ድኽነት ንክውገድ ኢሎም 60 ሽሕ ዝሞቱ 100 ሽሕ ድማ ኣካሎም ዝጎደሉ ከምዘለው ተገሊፁ’ዩ።እቲ ዝተኸፍለ ዋጋ ምስ ህልዊ ኩነታት ኣነፃፂርኩም ሪኢቶ ክትህቡ ትኽእሉ ኢኹም ዝብል ሕቶ እዩ ንሎሚ መዘራረቢ ነጥቢ።ኣቶ ኣብራሃ ሃይለዝጊን ኣቶ ሃፍታይ ገብረ ሩፋኤልን’ዮም ኣጋይሽና።ንቀዳማይ ክፋል ተኸታተሉ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:11:27 0:00

XS
SM
MD
LG