ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክትዕ ኤርትራዊያን አብ ጸብጻብ መርማሪ ኮሚሽን (ካልአይ ክፋል)


አብ ዝሓለፈ ክልተ ሰሙን አብ ሕቡራት ሃገራት ጸብጻብ መርማሪ ኮሚሽን ሰብዓዊ መሰላት ኤርትራ ቐሪቡ ኔይሩ።

ንዕኡ ብምድጋፍ አብ ከተማ ኒውዮርክ ሰላማዊ ሰልፊ ተካይዱ ኔይሩ። አብዚ ከተማ ዋሽንግተን አብ ናሽናል ኢንዶርመንት ፎር ዲሞክራሲ(National Endoment for Democracy) ብዛዕባ እቲ ጸብጻብ ምምይጥ ተጌይሩ ኔሩ።

ነዚ ጸብጻብ እታ መርማሪት ኮሚተ ብዝምልከት ክትዕ ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ አራአእያ ዘለዎም ኤርትራዊያን ካልአይ ክፋል አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ክትዕ ኤርትራዊያን አብ ጸብጻብ መርማሪ ኮሚሽን (ካልአይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:56 0:00

ቀዳማይ ኽፋል እቲ ክትዕ ንምስማዕ አብዚ ይከአል።

ኽትዕ ኤርትራዊያን አብ ጸብጻብ መርማሪ ኮሚሽን (ቀዳማይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:12 0:00

XS
SM
MD
LG