ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣሊፖ ሆስፒታል ሶርያ ብዘጋጠመ ደብዳብ ነፈርቲ ብዓሰርተታት ዝቁጸሩ ሰባት ሞይቶም

ኣብዚ ብሓካይም ብዘይ ዶብ ዝድገፍ ሆስፒታል ሶርያ ብዝተኻየደ ደብዳብ ነፈርቲ ክሳብ ሕጂ ሰለሰተ ቆልዑን ሓደ ሓኪም ህጻናት ኣባል ሓካይም ብዘይ ዶብ ዝርከብዎም 27 ሰባት ምሟቶም ተፈሊጡ'ሎ።

XS
SM
MD
LG