ሓደጋ ነፋሪት ዲሲ ብዓይኒ ጋዜጠኛ ድምጺ ኣመሪካ


ሓደጋ ነፋሪት ዲሲ ብዓይኒ ጋዜጠኛ ድምጺ ኣመሪካ

No media source currently available

ረቡዕ ምሸት ወታሃደራዊት ሀሊክፕተርን ንብረት መንገዲ ኣየር ኣመሪካን ዝዀና ነፈርቲ ኣብ ከባቢ ማዕርፎ ነፈርቲ ሬጋን ድሕሪ ምግጫወን፡ ድሕሪ’ቲ ሓደጋ ብህይወት ዝወጽአ ክህሉ ከም ዘይክእል ሓሙስ ንግሆ ኣብ ዝተዋህበ ጋዜጣዊ መግለጺ ተሓቢሩ። እታ ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት 60 ተጓዓዝቲን ኣርባዕተ ኣባላት በረራን ዝሓዘት ክትከውን እንከላ፡ እታ ሀሊኮፕተር ድማ ሰለስተ ሰባት’ያ ሒዛ ነይራ።

​
XS
SM
MD
LG