ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ጕዕዞ እግሪ ንመንፈሳዊን ኣካላዊን ጥዕና
ንነዊሕ ዓመታት መራሕ ጕዕዞ ኰይኑ ዝሰርሐን ዝሰርሕ ዘሎን ዳዊት ብርሃነ፡ እቲ ሕጂ ምስ ቀረብ መጓዓዝያ እናሃሰሰ ዝመጽእ ዘሎ ጕዕዞ እግሪ ዝፈጥሮ ኣእምሮኣዊን ኣካላዊን ሕዳሴ ብዙሕ ምዃኑ’ዩ ዝምጉት። እቲ ኣብ ጕዕዞኡ ንተፈጥሮ ብፍሉይ እናድነቐ ዝጓዓዝ ዳዊት፡ ነፍሲ-ወከፍ ወለዶ’ውን ናይ ምዕቃብን ምስግጋርን ሓላፍነት ከም ዘለዎ’ዩ ዝነግር።
ቅጥዒ