ኣቶ ዳዊት ገብረእግዛብሄር ኣብ ኢትዮጵያን ካልኦት ሃገራትን ኣብ ስራሕቲ ኢንቨስትመ ዝተዋፈሩ ብዓል ሃፍቲ እዮም።ዋና ቤት ፅሕፈቶም ዱባይ ኮይኑ ንዝሓለፉ 35 ዓመታት ብቐንድነት ኣብ ዓረብ ኤመሬት ኣብ ንግዲ ብምውፋር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኢንቨስትመንትን ስራሕቲ ግብረሰናይን ከምዝተዋፈሩ ይገልፁ።ንትግራይ ብፍላይ ንኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዎም ራእይን መጠን ሃፍቶም ከምኡ ኣብ ካልኦት ዛዕባታት ሪኢቶ ሂቦም ኣለው።ንዝርዝሩ ይስምዑ።
ዕለታዊ ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ
ተወሳኺ
-
30/05/2023
ኢትዮጵያዊያን ጥንታዊያን ጽሑፋት ንምዕቃብ ይሰርሑ
-
30/05/2023
ኣብ ሱዳን መንበሪኦም ዝነደዶም ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ሓገዝ ይፅበዩ
-
30/05/2023
VOA60 America - Elon Musk visits China