ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዳሽን ቢራ መቐለ 10-ሚልዮን ብር ሓገዝ ይህብ

 ዳሽን ቢራ መቐለ 10-ሚልዮን ብር ሓገዝ ይህብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:05 0:00

ዳሽን ቢራ መቐለ 10-ሚልዮን ብር ሓገዝ ይህብ

ኣብ መቐለ ዝርከብ ማእከል ምክፍፋል ዳሽንቢራ ፡ ኣብቲ ክልል ኣብ በበይኑ ህዝባዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዝህቡ ትካላት ናይ 10-ሚልዮን ብር ሓገዝ ኣወፍዩ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ማእከል፡ “እቲ ሓገዝ ምስቲ ዘሎ ክፍተት እዅል እኳ እንተዘይኰነ፡ ብቐንዱ ግን መርኣያ ጽቡቕ ድሌትን ምትትብባዕን’ዩ” ኢሉ።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG