ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንልዑኽ ዓቓብ ሰላም ኣብ ዳርፉር ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ ምጉዳሉ ሓቢሩ

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንልዑኽ ዓቓብ ሰላም ኣብ ዳርፉር ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ ምጉዳሉ ሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:42 0:00

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንልዑኽ ዓቓብ ሰላም ኣብ ዳርፉር ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ ምጉዳሉ ሓቢሩ

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ንልዑኽ ዓቓብ ሰላም ኣብ ዳርፉር ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ ብ30 ሚእታዊት ምጉዳሉ ሓቢሩ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ ምሉእ ብምሉእ ብዝሃቦ ድምጺ ነቲ ሓገዝ ክጎድል ወሲኑ’ሎ። እቲ ውሳኔ በብመድረኹ ዝትግብር ምዃኑ እቲ ቤት ምኽሪ ወሲኹ ሓቢሩ’ሎ።

እቲ ውሳኔ ኣብ ዳርፉር ዝተራእየ ምንቁልቋል ጸጥታ ስዒቡ ኮይኑ ብተወሳኺ ኣሜሪካ ነቲ 600 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ንልዑኽ ዓቓብ ሰላም ዳርፉር ክጎድል ጸቕጢ ክትገብር ምንጽሓ ይፍለጥ።

በኣንጻሩ ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዳርፉር ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣተሓሳሳቢ ምዃኑ ድሕሪ ምግላጽ ምውጻእ ልዑኽ ዓቓብ ሰላም ድማ ንህይወት ብዙሓት ሰላማዊያን ሰባት ኣብ ሓደጋ ዘእትው ምኳኑ ይገልጹ።

XS
SM
MD
LG