ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዳንኤል ረዘነ ንቃለ-መጠይቕ ፕረሲደንት ኢሳያስ ይነቅፍ


ኣብ ዓለም ፍጹም ደሞክራሲ ዝበሃል የለን፡ ኣብ ኤርትራ ግን ዝተጀመረ`ውን የለን ይብል

ዶ/ር ዳንኤል ረዘነ ምሁር ኣህጉራዊ ሕግን፡ ተመራማሪ ሰብኣዊ መሰላትን`ዩ። ኣብ ኣየርላንድ ይቕመጥ። ብዛዕባ`ቲ ምስ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ርኢትኡ ክህብ ተሓቲቱ`ሎ።

ቀዳማይ ክፋል ንሱ ዝሃቦ ርኢቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡

ካልኣይ ክፋል ንምስማዕ ድማ ኣብዚ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG