ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አብ ፖሊስ ከተማ ዳላስ ብዘጋጠመ ተኩሲ 5 ተቀቲሎም ካልኦት 6 ድማ ቆሲሎም


በመሰረት ሓበሬታ ፖሊስ ዳላስ ምስቲ ፍጻሜ ብዝተሓሓዝ ዝተጠርጠሩ 3 ሰባት አብ ትሕቲ ቁጽጽር ምእታዎምን ሓደ ካልእ ድማ ፖሊስ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ምቅታሉ ገሊጹ'ሎ።

እቶም ፖሊስ ዝተቀትሉ ንምቅታል ክልተ ኣፍሪካን ኣሜሪካን ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፍ አብ ዝካየደሉ ዝነበረ እዋን ኣብ ሓለዋ አብ ዝነበርሉ እዋን'ዩ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG