ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓወታት ጎብለል ተቐዳደምቲ ዝፈጠሮ ቅዱስ ቅንኢ


ዓወታት ጎብለል ተቐዳደምቲ ዝፈጠሮ ቅዱስ ቅንኢ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:32 0:00

ኤርትራዊ ተቐዳዳሚ ጋንታ ኢንተርማርሸ ቢንያም ግርማይ ኣብ ዝዓበየ ውድድር ቱር-ዲ-ፍራንስ ናይዚ ዓመት ዓቢ ዓወት ድሕሪ ምምዝጋቡን፡ ንዕኡ ስዒቡ ድማ ተሰላፊ ጋንታ ኣስታና ሄኖክ ምሉእብርሃን ኣከታቲሉ ንሳልሳይ እዋን ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ድሕሪ ምዃኑን፡ ጽልዋኦም ኣብ መንእሰያት ተቐዳደምቲ ዓቢ ኰይኑ ኣሎ።

​
XS
SM
MD
LG