ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስብሃቱ ከሰተ ይበሃል።ኣብ ቤት ገብርኤል ንኡስ ዞባ ዓዲ ኳላ ተወሊዱ።ናይ 12 ክፍሊ ትምህርቱ ድሕሪ ምዝዛም ሃገራዊ ግቡኡ ንምፍጻም ኣብ ሓሙሻይ ዙርያ ናብ ሳዋ ወሪዱ። ኣብ ሳልሳይ ወራር ኩናት ኢትዮ-ኤርትራ ክልተ ኣእጋሩ ሰንኪሉ።

ስብሃቱ ድሕሪ ዘጋጠሞ ስንክልና፥ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ዝነጥፈሉ ጉያ እግሪ ከቋርጾካ እንተተገደደ፥ ዳግማይ ናብ ስፖርት ዓለም ተመሊሱ ኣብ ናይ ስንኩላን ውድድር ብሽክለታ ኣብ ምንጣፍ ዝርከብ ሓቦኛን ኣብነታውን መንእሰይ’ዩ።

ንጉዕዞ ስፖርታዊ ሂወቱ ኣመልኪቱ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG