ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መርጌታ ገብረሃወርያ ዘኣብርሃ ለኢትዮጵያ


នាវា​យោធា​ជើង​ទឹក​ប៉េរូ ដែល​ដាក់​សញ្ញា​ថា «សហជីព» ត្រូវ​បាន​ចត​នៅ​ខាង​មុខ​ឆក​សមុទ្រ​ Costa Verde ក្នុង​ទីក្រុង​លីម៉ា ប្រទេស​ប៉េរូ។
នាវា​យោធា​ជើង​ទឹក​ប៉េរូ ដែល​ដាក់​សញ្ញា​ថា «សហជីព» ត្រូវ​បាន​ចត​នៅ​ខាង​មុខ​ឆក​សមុទ្រ​ Costa Verde ក្នុង​ទីក្រុង​លីម៉ា ប្រទេស​ប៉េរូ។

ናብ ማይሊሓም መቐለ ቅልቅል ዝበለ ንዐኦም ዘይፈልጥ ሰብ የለን፡፡ ውዳሰን መዝሙርን ብግእዝ ኣቕሪቦም ልቢ ሰብ የፈስሁ፡፡ ስልማት መሳሊ ምስ ረኸቡ ድማ ነታ “ናይ ኣኽሱም” ዝብል ሽም ዘውፁላን ኣብ ክሳዶም ዘንጠልጠልዋን ጥሩምባ ብኣፍንጭኦም ነፊሖም ታሕጓሶም ይገልፁ፡፡

ወዲ 78 ዓመት መርጌታ ገብረሃወርያ ዲይቁነኦም ብእዋን ኣቡነ ይስሃቅ ከምዝተቐበልዎ ይዛረቡ፡፡ መርጌታ ኣብ ዓጋመ ኣቡነ ኣረጋዊ ቡከት ተወሊደ ይብሉ፡፡ ኣብ መጓሰ እንተለዉ ንሶም ኩዕንቲ እንትኣርዩ ቡኻርያ ኣባጊዕ ስለዝበለዐትሎም በዚ ዝተልዓለ ሰበይቲ ኣቦ ቀጥቂጣ ከምዝሰጎጎቶም ብኡ ኣቢሎም ናብ መቐለ ጠፊኦም ከምዝመፁ እዮም ዝዛረቡ፡፡

መቐለ ህድሞን ሰቐላን እንተላ እየ ረኺባ ይብሉ፡፡ ማይሊሓም ማይ ብማይ ነቲዑ ብበኹረ ለሚን፣ ትርንጕን ገይሶን ዝተሸፈነ እዩ ነይሩ፡፡ “ጥሕሎ ለልቢ ያጠልሎ በእንጨት ተሰቅሎ” ጥሕሎ እዩ ዕድመ ሂቡና ዘሎ ይብሉ፡፡

ወግዒ መርጌታ ገብረሃወርያ ዘኣብርሃ ለኢትዮጵያ ተኣንገዱ፡፡

መርጌታ ገብረሃወርያ ዘኣብርሃ ለኢትዮጵያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:44 0:00

XS
SM
MD
LG