ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሐ-ጽልሚ፡ ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊት ሰላማዊት ዮውሃንስ


ስነ ጥበባዊት ሰላማዊት ዩሃንስ
ስነ ጥበባዊት ሰላማዊት ዩሃንስ

ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ቂሔ-ጽልሚ ክልተ ትሕዝቶ ቀሪቡ`ሎ።

ልዑል ተሰማዕነት ዘለዋ ደርፊ ዘበርከተት ኢትዮጵያዊት መንእሰይ ድምጻዊት ሰላማዊት ዮውሃንስ ጋሻ ኮይና ቀሪባ`ላ። ሰለማዊት፡ እታ 'ሰናይ' ትብል ደርፋ ካብ መንጎ ኣብ ኣፍቀርቲ ሙዚቃ ዝለዓለ ስሕበት ረኺበን ዘለዋ`ያ።

ካልእ ኣብ`ዚ መደብ ቀሪቡ ዘሎ፡ ካብ ዝሓለፈ ዝቐጸለ ዕላል ምስ መሓሪ ዑቑባሚካኤል( ጠዊል) እዩ። መሓሪ ዑቑባሚካኤል( ጠዊል) ሓደ ካብ መንጎ ኣብ ኣፋዊ ያታታት ጸቒጦም ዝሰርሑ ዘለዉ ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ`ዩ።

መሓሪ ዑቕባሚካኤል
መሓሪ ዑቕባሚካኤል

ካብ ወለዶታት እናተሰጋገረ ዝመጸ ባህልን ልምድን ብፍላይ ድማ ኣፋዊ ያታታት ትግርኛ ክዕቀብን ቀጻልነቱ ክረጋገጽን ይሰርሕ።

ኣብ ባህላዊ ደርፋታት ንዝነጠፉን ዝግደሱን ዘየከምቲ ዓብይ ኣበርካቲ ግጥምን ዜማን ኮይኑ ጸኒሑ`ሎ።

መደብ ቂሐ-ጽልሚ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቂሐ-ጽልሚ፡ ዕላል ምስ ሰለማዊት ዮውሃንስን ካልእን
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:24 0:00

XS
SM
MD
LG