ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ባህልኻ ምርሳዕ መንነትካ ምርሳዕ ማለት ስለዝኾነ ሳዕቤኑ ብዋዛ ዝሕለፍ ኣይኮነን"ግርማይ ኣስፈሃ


ኣብ ስደት ዝነብሩ መንእሰያት ዘጋጥሞም ባህላዊ ግጭታት ናብ ቅልውላው መንነት ከይሰግር ስግኣት ከም ዘሕደረ ብጻዕቒ ይዝረብ`ዩ። ኣብ ባህልን ስነ-ጥበብን ምርምር ዘካይድ ግርማይ ኣስፈሃ፡ ባህልኻ ምርሳዕ መንነትካ ምርሳዕ ማለት ስለዝኾነ ሳዕቤኑ ብዋዛ ዝሕለፍ ኣይኮነን ይብል።

XS
SM
MD
LG