ዋሽንግተን —
ኣብ ስደት ዝነብሩ መንእሰያት ዘጋጥሞም ባህላዊ ግጭታት ናብ ቅልውላው መንነት ከይሰግር ስግኣት ከም ዘሕደረ ብጻዕቒ ይዝረብ`ዩ።
ኣብ ባህልን ስነ-ጥበብን ምርምር ዘካይድ ግርማይ ኣስፈሃ፡ ባህልኻ ምርሳዕ መንነትካ ምርሳዕ ማለት ስለዝኾነ ሳዕቤኑ ብዋዛ ዝሕለፍ ኣይኮነን ይብል።
ቅጥዒ