ኣስመራ —
እዚ ዝተገልጸ ኤርትራውን ኣውስትራሊያውን ኩባንያታት ማዕድን፡ ፖታሽ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕ ኣብ መጀመርያ`ዚ ሰሙን ኣብ ኣስመራ ድሕሪ ምፍርራሞም`ዩ።
ነዚ ብዝምልከት ምስ ኣካያዲ ስራሕ ፕሮጀክት ማዕድን ኮሉሊ ኣቶ ዘርኣይ ለኣከ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ፕሮጀክት ማዕድን ኮሉሊ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ማዕድን ፖታሽ ከፍሪ ከምዝጅምር ተገሊጹ።