ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ክዝተየሉ ሕቶ ቀሪቡ


ሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ክዝተየሉ ሕቶ ቀሪቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:14 0:00

ሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ክዝተየሉ ሕቶ ቀሪቡ

ቤት ምኽሪ ሲቪል ማሕበራት ኢትዮጵያ ሕገ መንግስትን ስርዓት ፌደራሊዝምን እታ ሃገር ንዘተ ክቐርቡ ሓቲቱ።

እቲ ቤት ምኽሪ፣ ክልቲኦም ኣርእስታት ዝርከቡዎም 11 ዛዕባታት መምዩ፣ ንሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ከምዘቕረበ እውን ኣማኻሪ እቲ ቤት ምኽሪ ዶ/ር ሞገስ ደምሴ ንድምፂ ኣመሪካ ኣብዝሃቡዎ ቃለመሕትት ገሊፆም።

ነቶም ንሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ዝቐርቡ ዘለው ዛዕባታት ኣመልኪቶም ርእይቶ ዝሃቡ ኣካቢ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ውድባት ፖለቲካ ኢትዮጵያ፣ ኣቶ ደስታ ዲንቃ ብወገኖም፣ ምምሕያሽ ሕገመንግስቲ፣ ኩሎም ውድባት ዘልዕሉዎ ዛዕባ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG