No media source currently available
ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ንዝረኣ ብዝሒ ገበን ብኸመይ የቓልልዎ - ርእይቶ ዜጋታት
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ዓመት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ፣ መረጽቲ ብተደጋጋሚ ዘልዕልዎ ሓደ ኣገዳሲ ጉዳይ፣ ኣብታ ሃገር ዝረኣ ዘሎ ብዝሒ ገበን እዩ። ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ዝኾኑ ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን፣ ነዚ ስግኣት’ዚ ከመይ ከቃልልዎ ከምዝኽእሉ ርእይቶኦም ሂቦም ኣለው።
ቅጥዒ