.
ካብ ዋና ከተማ ደቡብ ሱዳን ጁባ ተበጊሳ አብ ገማግም ፈለግ ኒል ዝወደቐት ነፋሪት
ቀይሕ መስቀል ደቡብ ሱዳን ካብታ ካብ ደቡብ ሱዳን ዋና ከተማ ጁባ ተበጊሳ አብ ገማግም ፈለግ ኒል ዝወደቐት ነፋሪት 36 ሬሳታት ክረኽቡ ኪኢሎም'ዮም።

1
ካብ ዋና ከተማ ደቡብ ሱዳን- ጁባ ተበጊሳ አብ ገማግም ፈልግ ኒል ዝወደቐት ነፋሪት

2
ጓል 13 ወርሒ Nyalou Thong ሓንቲ ካብ ውጻእ መዓት አብ ገማግም ፈለግ ኒል ዝወደቐት ነፋሪት
ካብ ከተማ ጁባ ተበጊሳ አብ ገማግም ፈለግ ኒል ዝወደቐት ነፋሪት 37 ካብ ተሳፈርታ ሽዑ በቲ ሓደጋ ሞይቶም'ዮም
ካብ ከተማ ጁባ ተበጊሳ አብ ገማግም ፈለግ ኒል ዝወደቐት ነፋሪት 37 ካብ ተሳፈርታ ሽዑ በቲ ሓደጋ ሞይቶም'ዮም

3
ነበርቲ እቲ ከባቢ ነታ ዝወደቐት ነፋሪትን ነቲ መስርሕ ረድኤትን እንዳተዓዘቡ

4
ካብ ከተማ ጁባ ተበጊሳ አብ ገማግም ፈለግ ኒል ዝወደቐት ነፋሪት