ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጽን፡ ብምእሳር ጋዜጠኛታት ይመርሓ`ለዋ

ዓለምአቀፉ የጋዜጠኞች ደኅንነትና የፕሬስ ነፃነት ተሟጋች ድርጅት - ሲፒጄ
ዓለምአቀፉ የጋዜጠኞች ደኅንነትና የፕሬስ ነፃነት ተሟጋች ድርጅት - ሲፒጄ

ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣፍሪቃ፡ 34 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ኣለዉ ይብል CPJ

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ወኪል ኮሚቴ ተሓላቒ ጋዜጠኛታት ቶም ሮድስ፡ ኢትዮጵያ ብምስምስ ጸረ-ሽበራ ሕጊ፡ ሚዲያ ትዓብስ ክብል ከሎ፡ ካብ`ታ ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ ትብሃል ኤርትራ፡ ጽጹይ ሓበረታ ምርካብ ኣጸጋሚ`ዩ ኢሉ።

ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣፍሪቃ፡ 34 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም ኣለዉ ይብል CPJ

ንምሉእ ትሕዝትኡ፡
CPJ-Report
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:28 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG