ዋሽንግተን —
እቲ ጉጅለ ኣቀዲሙ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻባቱ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልን ብቀዳምነት ክጠቅስ ዝጸንሓ ኮይኑ ኢትዮጵያን ኤርትራን ጋዜጠኛታትን ጸሓፍትን ብምእሳር ካብ ኣፍሪቃ ቀዳማይን ካልኣይ ደረጃ ሒዘን’ለዋ ትብል ሓላፊት'ቲ ትካል ኮርትኒ ራዴክ።
‘ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብቀዳምነት ዝተሰርዓሉ ምክንያት ብዙሓት ጋዜጠኛታት ብምእሳርን ብምፍርራህን፡ ኣገልግሎት ኢንተርነት ብምቅያድን ነጻ መሓውራት ዜና ብዘይምህላውን’ዩ። መሓውራ ዜና ኣብዘን ሃገራት የለን እንተዝበሃል ምሓሸ ኔሩ’ ክትብል’ውን ኮርትኒ ራዴክ ገሊጻ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።