ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ነፃነት ሚድያ ብዝምልከት ንመራሕቲ ኣፍሪካ ንኽግስፅዎም CPJ ሓቲቱ


ብፍላይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛታት ናብቲ ብድርቂ ዝተጠቕዓ ከባቢታት ከም ልቦም ንኸይዘዋወሩ ምቕያድ ነቲ ኩነታት ኣጋዲድዎ ኢሉ’ሎ

:ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን መራሕቲ ሸሞንተ ብኢንዱስትሪ ዝማዕበላ ሃገራት ንዘካይድዎ ኣኼባ ዘተኣናግዱ ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ ዙሪያ ነፃነት ሚድያ ንኽግስፅዎም ሓደ ተሓላቒ መሰል ጋዜጠኛታት ሓቲቱ።

ኣብ ኒዮርክ ዝመደብሩ ጉጅለ ተሓላቒ መሰል ጋዜጠኛታት ሲ.ፒ.ጀይ ናብ ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ ኣብ ዝለኣኾ ቅሉዕ ደብዳቤ ብፍላይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛታት ናብቲ ብድርቂ ዝተጠቕዓ ከባቢታት ከም ልቦም ንኸይዘዋወሩ ምቕያድ ነቲ ኩነታት ኣጋዲድዎ ኢሉ’ሎ።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG