ዋሽንግተን —
ስድራ እሱራት ንእሱራት ክበጽሑ ከምዘይፍቐድ ብምግላጽ ገሊኦም’ውን ሓደ ሰብ ጥራይ ንሒደት ደቓይቕ ከምዝበጽሖም ተዛሪቦም ኣለው።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወገኑ ከም ኮሚቴ ተሓላቒ ደሕንነት ጋዜጠኛታት ዝበሉ ዓለምለኸ ትካላት ዘውጽእዎ ጸብጻብ ኣይቕበልን ብማለት ብሞይኡ ዝተአሰረ ጋዜጠኛ የለን ክብል ይሙግት።
ተሓላቂ ደሕንነት ጋዜጠኛታት ናይ 2016 ዓ.ም ሪፖርቱ ኣብ ዘውጽኣሉ እዋን ኣብ መላእ ዓለም 259 ጋዜጠኛታት ብሰንኪ ስርሖም ከምዝተአሰሩ ገሊጹ’ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።