ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተስፋ ዝተውሃቦ ፈተነ ክታበት ኮሮናቫይረስ ጠጠው ኢሉ


AstraZeneca's Sydney headquarters
AstraZeneca's Sydney headquarters

ዝለዓለ ተስፋ ዝተውሃቦን ኣብ ፈተነ ዝነበረን ናይ ኮሮናቫይረስ ክታበት ሰባት ድሕሪ ምሕማሞም እቲናይ ሕክምና ፈተነ ተቋሪፁ።

ኩባኒያ መድሓኒት ኣስትራዘኒካ ነቲ ፈተነ ደው ምባሉ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ‘’ኣብ እዋን ፈተነዘይተገለፀ ሕማም ከጋጥም ከሎ እንታይ ከምዝተፈጠረ ምርመራ እናተኻየደ ከሎን ናይቲ ፈተነተኣማንነት ንምርግጋፅን እናሰራሕኻን ከለኻ ከምዚ ዝበለ ስጉምቲ ምውሳድ ስሩዕ ኣሰራርሓ እዩ’’ ይብል እቲ መግለፂ። ‘' ብበዝሒ ፈተነ ኣብ ዝካየደሉ ከም ኣጋጣሚ ምሕማም ከጋጥም ይኽእል እዩ። እዚ ግን ብነፃ ክግምገም ኣለዎ።ንድሕነት ተሳተፍትና ዝለዓለ ጥንቃቐ ምግባርና ክቕፅል እዩ።ነቲ ፈተነ ብዝለዓለ ፅርየት ኢና ነካይድ ዘለና’’ኢሉ እቲ መግለፂ።

XS
SM
MD
LG