ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሎኔል ቢንያም ተወልደ ብ30 ሽሕ ብር ዋሕ ክፍታሕ ቤት ፍርዲ ወሲኑ


ኮሎኔል ቢንያም ተወልደ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኢትዮጵያ ዓቃቢ ሕጊ ብግዕዝይናን ካልኦት ገበናትን ከሲሰዮም ንዝበሎም ኮሎኔል ቢንያም ተወልደ 30 ሽሕ ብር ዋሕሽ ክፍትሑ ወሲኑ።ኣብ ሓደ እዋን ምኽትል ዋና ዳይረክተር ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታ ድሕነት/INSA/ ዝነበሩ ኮለኔል ቢንያም ተወልደ ቤት ፍርዲ ናይቲ መኽሰሲ ዓንቀፅ ድሕሪ ምቕያሩ እቲ ዝተቐየረ ዓንቀፅ ድማ ዋሕ ዘየኸልክል ብምዃኑ ንዋሕ ንክወፁ ከምዝተወሰነ ጠበቕኦም ኣቶ ሃይለስላሰ ገብረመድህን ንቪኦኤ ገሊፆም።

ኮሎኔል ቢኒያን ንዝሓለፉ 13 ኣዋርሕ ኣብ ቤት ምእሰርቲ ይርከቡ።

ዝርዝሩ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:43 0:00

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG