ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሙሉእ ቃለ-መጠይቅ ቆርነሌዎስ ኡስመን ምስ ቪኦኤ


ቆርነሌዎስ ኦስመን
ቆርነሌዎስ ኦስመን

ኣብ ቀዳማይ ክፋል ቃለ-መጠይቅ ታሪኽን ኩነታት መነባብሮ ህዝቢ ኩናማ ኣልዒሉ ነይሩ።ህዝቢን መርየትን ኩናማ ካብ 1880ታት ዘበነ 'ማህዲስትስ' ጀሚሩ ማእከል ኹናትን ግጭትን፣ውድባት ኤርትራ ጀብሃን ሻዕብያን ዝተፈጥሩሉን ዝተንቀሳቀሱሉን ከምኡውን ዳሕረዋ ኹናት መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተፈፀመሉን ከባቢ ምስ ምኻኑ ኣዝዩ ዝተሃሰየ ህዝቢን ከባቢን'ዩ ኢሉና ነይሩ።

ኣብ ናይ ሎሚ ቃለ-መጠይቅ ምስ ኣቶ ቆርነሌዎስ ኦስመን ኣብ ፖለቲካዊ ህይወቶም ምስ ኪዳንን ካልኦት ኤርትራዊ ግንባራትን ዝተፈጥሩ ምስሕሓባት ጠንቆምን ውፅኢቶምን፣ኣቶ ቆርነሌዎስ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝሃብዎም 'ኣሳሓሓቢ' ዝባሃሉ ንታሪኽን ውድባዊን መርገፂን ኣመልኪትና ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:28 0:00
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:22 0:00

XS
SM
MD
LG