ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጻንሖት ምስ ምሁር ስነልቦና ዶ/ር ዜናዊ ዘሪሁን


ቃለ መጠይቅ ምስ ዶ/ር ዜናዊ ዘሪሁን
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:40 0:00

ቃለ መጠይቅ ምስ ዶ/ር ዜናዊ ዘሪሁን

ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተኻየደ ኵናት ናይ ዝሞቱ ኣባላት ሓይልታት ትግራይ መርድእ ድሕሪ ፅባሕ ቀዳም 14 ጥቅምቲ 2023 ንስድራቤታት ክንገር እዩ። ንሰለስተ መዓልታት ዝጸንሕ ናይ ሓዘን መዓልቲ ቐዳም ከምዝጅምር ብግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል መምርሒ ወፂኡ ኣሎ።

መርድእ ብደረጃ ህዝቢ ክርዳእ ከሎ ንዝህልው ስነ-ልቦናዊ ኩነታትን ተኣሳሰርቲ ጉዳያትን ብዝምልከት ንክኢላ ስነ ልቦና ዶክተር ዜናዊ ዘሪሁን ካብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ኣዘራሪብና ኣሎና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG