ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

’መሰል ደረፍቲ ንምኽባር ጊዚኡ ኣይኮነን’ ’ሕጊ ይከበር’ ይብሉ ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ (3ይ ክፋል)


Guitar
Guitar
ንኪነ-ጥበባውያን ኢትዮዽያን ኤርትራን ኣካታዒን ኣሳሓሓቢን ኮይንዎም ዘሎ ፀገም መሰል ቅዳሕ (ኮፒ ራይት)፣መዕለቢ ኣይተረኸበሉን ዘሎ።ብሕልፊ ዶብ ሰገር ምምንጣል ዜማታትን ግጥምታትን እናተዘውተረ ይመፅእ‘ሎ፣ ኣብ‘ዚ ቀረባ‘ውን ክፍታሕ‘ዩ ዝብል ግምት የለን።

ዘማች ኣብ ልዕሊ ነዚ ስርዓት‘ዚ ዝጥሕሱ ኪነ-ጥበባዊያን ሕጋዊ ስጉምቲ ክውሰድ‘ዩ ዝግባእ ከምዝበለ ይዝከር።እቲ ሕቶ ኣበይ ከይድካ‘ዩ ክሲ ክታሓዝ ዝካኣል? በየናይ ስሪትን ዓንቀፅ‘ከ‘ዩ ገበነኛ ምባል ዝካኣል? ዝብሉ ሕቶታት ክላዓሉ ግድን‘ዩ።

ዘማች ገለ እዋን ኣብ ተዛረብቲ ትግርኛ ናይ ዜማን ግጥምን ምውህሃድ ስለዝምድናን ሕውነትን ክልቲኤን ሃገራት ተባሂሉ ክንፃወሮ‘ዶ ይግባእ? ንዝብል ሕቶ ኣይፋሉን።ሕጊ ተመርኲዝካ‘ዩ ክፍፀም ዘለዎ ዝብል መልሲ ይህብ።ካሳሁን ወ/ጊዮርጊስ ግና እወ ንምቅርራብ ክልቲኦም ህዝብታት ኣገዳስነት ስለዘለዎ፣ጊዜ‘ውን ስለዘይፈቀደ ክንፃወሮ ይግባእ ኢሉ‘ሎ።

ብተኸታታሊ ዝቀረቡ መደባት ንክትሰምዕዎም ኣቅሪብናልኩም ኣለና-

1ይ ክፋል
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:17 0:00
መራገፊ

2ይ ክፋል
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:15 0:00
መራገፊ

3ይ ክፋል
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:46 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG