No media source currently available
ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተኻየደ ኵናት ናይ ዝሞቱ ኣባላት ሓይልታት ትግራይ መርድእ ድሕሪ ፅባሕ ቀዳም 14 ጥቅምቲ 2023 ንስድራቤታት ክንገር እዩ። ንሰለስተ መዓልታት ዝጸንሕ ናይ ሓዘን መዓልቲ ቐዳም ከምዝጅምር ብግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል መምርሒ ወፂኡ ኣሎ።