ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣዳለውቲ ዓለምለኸ ዋዕላ ክሊማ ንፈጸምቲ ጉዳይ ነዳዲ ዘፍርዩ ትካላት ብብዝሒ ምዕዳሞም


ኣዳለውቲ ዓለምለኸ ዋዕላ ክሊማ ንፈጸምቲ ጉዳይ ነዳዲ ዘፍርዩ ትካላት ብብዝሒ ምዕዳሞም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:34 0:00

ኣብ ከተማ ዱባይ ሕቡራት ዓረብ ኢማራት ይካየድ ኣብዘሎ ዓለምለኸ ዋዕላ ክሊማ መራሕቲ ሃገራት ንለውጢ ኩነታት ኣየር ክቆጻጸሩ ኣብ ዝካትዕሉ እዋን፣ ኣተኣናገድቲ’ቲ ዋዕላ ንፈጸምቲ ጉዳይ’ቶም ነዳዲ ዘፍርዩ ኩባንያታት ብብዝሒ ዓዲሞም ተባሂሎም ይንቀፉ ኣለው። ድሕሪ ናይ ሓደ መዓልቲ ዘይንጹር ስምምዕ ኣብ’ቲ ናይ ሕቡራት ሃገራት ዋዕላ ይሳተፉ ዘለው ተላዘብቲ፣ ናይ ሓደ ሰሙን ጻንሒቶም ዛዚሞም ኣለው።

XS
SM
MD
LG