No media source currently available
መጻሕፍቲ ኣሰራርሓ መግቢ ዝገልጽዎ ባህሊ ኣመሪካ
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
ንኣሰራርሓ መግቢ እትምልከት ናይ መጀመርታ መፅሓፍ ኣብ 1796 ተሓቲማ። ካብኡ ኣትሒዙ ኣሰራርሓ መግቢ ዝምልከቱ መፅናዕታዊ ፅሑፋት እቲ ኣብ ታሪኽ ኣመሪካ ዝተፈላለየ መዋእል ርድኢት ንክህልው ኣኽኢሉ እዩ።
ቅጥዒ