ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ዕላል ምስ ዶ/ር መንግስትኣብ ተስፋዮሃንስ
ኣብ ምምሃር ምስትምሃር ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ኣስታት 30 ዓመታት ዘቑጸሩ ብዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ጀሚሩ ኣብ ቦስትዋና: ደቡብ ኣፍሪቃ: ኣብ ኤውሮጳ: ካናዳን ኣመሪካ ዝሰርሑ ዶ/ር መንግስትኣብ ተስፋዮሃንስ ተመኩርኡን ጉዕዞ ህይወቱን ከካፍለና ኣዘራሪብናዮም ኣለና።
ቅጥዒ